Understanding, Measuring, and Doing: Shattering the Information Blackout

ዝጣየሽ ዘሎ ኣማኻሪ ካውንስል ትግራይ እንታይ ክኾን ኣለዎ? ኸመይ?

By UMD Media

Published

Last updated

1 min read

0 views

ዶ/ር ገብረሚካኤል ገ.  ዘርኣፅዮን፤ ኦክቶበር 30 2023

“ናይ መጀምርታ ስራሕና ክኸውን ዘለዎ እቲ ካውንስል ሓቛፍን ናይ ብሓቂ ስልጣን ዘለዎን ኾይኑ ክምስረት ምግባር ክኸውን ከሎ ንሱ ምስኣሳኻዕና ድማ ነቲ ፈጻሚ ኣካል (ካብኔ መንግስቲ) ከምኡ ሓቋፍን ኹለመዳያዊ ዓቕሚ ዝወነነን ንምግባር ንሰርሕ ማለት እዩ። ስለዚ እዚ ፅሑፍ እዚ እቲ ካውንስ ብኸመይ ስልጣንን ዓቕምን ዘለዎ፣ ከምኡ ድማ ሓቛፊ ጌርና ንምስርቶ ኣብ ዝብል ዘተኮረ እዩ ክኸውን። ከመይ? ዝብል ሕቶ ቕድሚ ምምላስና እቶም ነዚ ስራሕ ክሰርሑ ትፅቢት ዝግበረሎም መዳርግቲ ኣካላት(stakeholders) ኣሽማቶምን ክጻወትዎ ዝግብእ ግደን ዘርዚርና ንረዳእ። እቶም መዳርግቲ ኣካላት ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ፣ ተነሓናሕቲ ውድባት፣ ስቪል ማሕበራት፣ ከምኡ ‘ውን ምሁራት እዮም። ናይዚኣቶም ግደ ኣብ ምምስራት እቲ ካውንስል እንታይ ክኸውን ከምዘለዎ ድም ከምዝስዕብ ንርአ።”

See something that needs correcting? Report a correction.

Discussion

Keep comments respectful and relevant. No threats, personal attacks, hate speech, spam, or private information. Comments are reviewed before publication.

Loading comments…

Checking discussion availability…