Understanding, Measuring, and Doing: Shattering the Information Blackout

ውጥጥ ህወሓት፡ በረኸት ዶ መዘዝ?

By UMD Media

Published

Last updated

1 min read

0 views

ተኽሊት ገብረመስቀል

ኦክቶበር 29 2023

“ህወሓት በዚ እዋን ኣብ ክልተ ተመቂሉ ነኒርእሱ ምውጣጡ ንኹሉ ግልፂ ኮይኑ ኣሎ፡፡ እዚ ኩነታት ቅድም ክብል ብወረያ ወረ ዝስማዕ እኳ እንተነበረ ከምዙይ ናይዚ ሰሙን ግልፂ ዝኾነ ውጥጥ ግን ኣይነበረን፡፡ ብርግፅ ካብ ጳጉሜን 1 ፕሬ.ጌታቸው መስርሒ ኸሊኦምኒ ዝመስል መግለፂ ካብ ዝህብ ግልፂ ዝኾነሉ ሰብ ብዙሕ ነይሩ፡፡  እዚ ውጥጥ፡ ሱቅ ኢሉ ዝመፅአ ናጢባ ኣይኮነን፡፡ ናይ ባዕሉ ምኽንያታት ኣለዎ፡፡ እንታይ እዮም? ዝብል ምርኣይ ከምዘሎ ኮይኑ እንታይ እዩ ዘፈላልዮም? ከመይ ይፈላለዩ? ካብ ታሪኽ ውጥጥ ህወሓት ይፍለ ዶ? መን ከ ሲዒሩ ይወፅእ ወይ እንተወፀ ይሓይሽ? ንትግራይና ዘለዎ ፅልዋ በረኸቱ ዶ መዘዙ ይዓዝዝ? ንኹሉ ከመይ ንዳለወሉ? ካብቲ ዉዳበ ወፃኢ ዘሎ ግዱስ ትግራዋይ ከመይ ክሪኦ ኣለዎ? ዝብሉ ነጥቢታት ነፂልካ ዝርአዩ ኣይኮኑን፡፡ በዚ መሰረት፡ እዞም ሕቶታት ኣብ ርእሰይ ገቢረ ንእሽቶ ክጭሕግር ደለኹ፡፡”

See something that needs correcting? Report a correction.

Discussion

Keep comments respectful and relevant. No threats, personal attacks, hate speech, spam, or private information. Comments are reviewed before publication.

Loading comments…

Checking discussion availability…