Understanding, Measuring, and Doing: Shattering the Information Blackout

ንፖለቲካ ኦሮሞ 'ዘይተረድአት' ትግራይ!

By UMD Media

Published

Last updated

1 min read

0 views

ተኽሊት ገብረመስቀል (መጋቢት 28 2016 ዓም)

“ኦሮሞ ናብ ባይታ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ማእከል ኮይኑ እንትመፅእ ተበታቲኑ እዩ ኣትዩ፡፡ ድሕሪኡ እውን ቀጥታ ናብ ኣምሓራዊ ፅዕነት እዩ ኣትዩ፡፡ እዚ ከም ሓደ ዓብዪ መበገሲ ኮይኑ፤ ጥንኩር ቅርፂ ዘለዎ ፖለቲካ ዝወነነ ዓዲ ኣይኮነን፡፡ ተቀያያሪ ባህሪ ፖለቲካ ዝወነነ ዓዲ እዩ፡፡ በቲ ሓደ ገፅ ኢህኣዴግ ዝወለዶ መንነታዊ ወለዶ በቲ ካሊእ ገፅ ዝተፈላለየ ሃይማኖት፣ ዓሌት፣ ምውላድን ምዝማድን፣ ማእኸልን ወሰንን ዘካተተ ምዃኑ ይኹን ዝተጓነየ ፖለቲካዊ ታሪኽ ምህላው ወሳሲክኻ እንትረአ ብዙሓት ተፃወትቲ ኣካላት ክህልውዎ ግድን ይኸውን፡፡”

See something that needs correcting? Report a correction.

Discussion

Keep comments respectful and relevant. No threats, personal attacks, hate speech, spam, or private information. Comments are reviewed before publication.

Loading comments…

Checking discussion availability…