ኣሰላልፋ ሓይሊታት ከባቢናን ትግራይን!?
By UMD Media
Published
Last updated
1 min read
0 viewsብተኽሊት ገብረመስቀል መጋቢት 4 2016 ዓም
ዋና ዋና ሕቶታትን ነጥቢታትን፦
– ኹሉ ፀላኤ ትግራይ ናብ ዝብህጎ ከይዲ መፃወድያ ኩናት ኣቲና ዶ?
– ሓገዝ ጌጋ ደንበ ተቓውሞ ትግራይን ፕሮፓጋንዳ 03 ሻዕብያን ተሓዊስዎ ዝደሓነ ህወሓት?
– ደንበ ተቓውሞ ትግራይ ኣብ ስትራቴጂን ስልቲን ዘለዎ ጭርቁዕ ርድኢት ተወሳኺ ምኽንያት ኾይኑ፡ ናብ ኩናት ነምርሕ ኣለና?
– ምዕራብ ትግራይ! ኻሊእ መሳርሒ ኣጀንዳ ማሌሊት?
– መናእሰይ ትግራይ፡ ካብ ሕውየት ናብ?
– ጸላእትና ዝደልይዎ ጌጋ ኣይንግበር።
See something that needs correcting? Report a correction.
Discussion
Keep comments respectful and relevant. No threats, personal attacks, hate speech, spam, or private information. Comments are reviewed before publication.
Loading comments…
Checking discussion availability…
