ትግራይ ንዓመታውን ከይትጠሚ ኣብ ዝቅፅላ ሓሙሽተ ሰሙናት መንእንታይይግበር?ዝመፅእሎ ክረምቲ እንታይ ንፀበ?
By UMD Media
Published
1 min read
0 viewsሚያዝያ 20 2016 ዓም (April 28 2024)
እዚ ፀብፃብን ፃውዒትን ሰናይት ገብሩ ኣብ ኣፅቢ፤ አበርገለን ናዕዴርን ዝገበረቶ ዑደትን ብሓፈሻ ኣብ ትግራይ ካብ ዝተዓዘበቶ፤ ጎይትኦም ገ/ሄርን ዮሴፍ ክንፈን ካብ ዘዳለውዎ ሓበሬታ ትንበያን ድምፂ ወያነ ካብ ዝፀብፀቦ ትልሚ ቢሮ ሕርሻን ሀፍቲ ተፈጥሮ ትግራይን መሰረት ገይሩ ዩኤምዲ ሚድያ ዝወንዘኦ እዩ፡፡
ፃውዒት ንዳያስፖራ፤ ንመንግስቲ፤ ንማሕበራት፤ ንኣብያተ እምነት!
See something that needs correcting? Report a correction.
Discussion
Keep comments respectful and relevant. No threats, personal attacks, hate speech, spam, or private information. Comments are reviewed before publication.
Loading comments…
Checking discussion availability…
